Thursday, September 28, 2017

ሻደንፍሮይደ (Schadenfreude)፡ ዝበለጸት ካብ ጀርመናውያን ዝተለቃሕናያ ቃል



ሓምለ 30 2017
ነዛ ቃል ቅድሚ ገለ ዓመታት ኣብ ናይ Robin Williams ኮሚዲ ደወ-ደው (standup comedy)’የ ተላልየያ። When I started looking into it, I found out it actually was from a German proverb which says: Die reinste Freude ist die Schadenfreude. ጀርመንኛ ስለ ዘይክእል ኣብ Google Translate ‘የ ክርእያ መሪጸ። Freude ሓጐስ ማለት ኮይኑ፡ ‘ዛ ጥቕሲ ብሓጺሩ ዝበለጸ ሓጐስ ካብ መከራ ካልኦት ትረኽቦ ሓጐስ’ዩ እያ ትብል። እዛ ሻደንፍሮይደ (correct me if I got the pronunciation wrong) ትብል ቃል ኣብ ጀርመንኛ ጥራይ’ያ ዘላ። ጃንሆይ እንግሊዝ ምስ’ዚ ኹሉ ግርማኡ ነዛ “ካብ ጭንቂ ካልኦት ሓጐስ ምርካብ” ትብል ኣምር ቃል ክረኽበላ ኣይከኣለን ወይ ኣይደለየን። ዝኾነ ካልእ ለመጭ ኣሜሪካዊ ወይ እንግሊዛዊ ወይ ከምዚ ናትና ናይ ጸለምቲ ቋንቋ ፡ እኹል ቅንዕና ስለ ዘይብሉ ደኾን ዓው ኢሉ ካብ ሽግር ካልኦት ሓጐስ እረክብየ ክብል ዘይደፍር፧ ጀርመናውያን ግን ዝኣክል “ኩዕሶታት” ኣለዎም መስለኒ ዓው ኢሎም ከምኡ ክብሉ። ሽግር ካልኦት ሓጐስ ይህብ ጥራይ ኣይኮኑን ኢሎም፡ እቲ ዝበለጸ ሓጐስ’ዩ ከኣ ‘ምበር እዮም ዝብልዎ ዘለው። ክንደይ ካብ ህዝቢ ዓለም ወይ ካብ ኣባላት ‘ዛ ጉጅለ ምስዛ ሓሳብ ክሰማማዕ ቅሩባት ይኾኑ፧ How many of you are transparent enough? How many of you are honest enough to say “Yes, the best joy I get is the joy from misfortune of other people? How many? ብሓቂ ክፈልጥ ‘ምደለኹ፧
ሻደንፍሮይደ! ሓቆም ‘ዶ ኾኑ፧ ሽግር፡ ውግእ፡ ሕማም፡ ስቃይ ካብ ዓለም ዘይጠፍአ ወይ ዘይጐደለስ ሽግር ናይ ካልኦት ምርኣይ ባህታ ስለ ዝፈጥረልና’ዶ ኸውን። ሓውትኹም ሲዶና ኣብ good and evil ኣይኣምምንን’የ ግን ከምዚ ሰባት ዝብልዎ ሕሰም ወይ evil ካብ ዓለም ዘይጠፍአስ ብውሽጥና ስለ ንደልዮ ‘ዶ ኸውን፧ (For those of you who are religiously sensitive now would be a good time to stop reading because mommy is going PG mode) ሰይጣን ካብ ዓለም ክጠፍእ ዘይከኣለስ ብውሽጥና ክፉኣት ሰለ ዝኾና ድዩ፧ ሰላም ዝሰፈና፡ ስስዐ ዘይብላ፡ ብፍቕሪ እተነድቀት ዓለም ሕልማዊት’ያ ግን ስለምንታይ ናይ ዓያሹ ሕልሚ ኮይና ተሪፋ፧ ደቂ ሰይጣን ስለ ዝኾና ድዩ፧ ኖእ! ሃይማኖት ዘምጽኦ ሽግር ይበዝሕ ካብ ሰይጣን ዘምጽኦ ዝብሉ ኣለው፡ ሓቆም’ዶ ኾኑ፧ ክንደይ ናይ ውዲት-ክልሰ ሓሳባት (conspiracy theories) ሰሚዕና ‘ንዲና ኣነ ዝገርመኒ ግን evil ኩላትና ከም ቅቡል ወሲድና’ዮ ንጉዓዝ ምህላውና’ዩ።
ከዘክረኩም I don’t believe in good and evil (ኣብ ቀጻሊ እዛረበሉ ‘ኸውን’የ) እዚ ዝጽሕፎ ዘለኹ ንክትሓስቡ መታን’የ። መን ሓላይት ጌሩኪ ደኣ ኢኺ “ክትሓስቡ” ትብልና፧ ብዕድመን ትምህርትን ኮ ክንደይ ኢና ንሓልፈኪ ክትብሉ ትክእሉ፡ ኣይተጋገኹምን። ተዓገሱኒ፡ ኣብ ዓለም ሽግር ኣሎ ዶ የለን፧ ኢልካ ትሓትት። “ኣሎ” ተኾይኑ መልስኻ፡ ካበይ መጺኡ፧ ባህርያት ሰብ ከምኡ ኮይኑ ክትብል ትኽእል። ስለምንታይ፧ ሰብ ብኣፉ ስስዐ፡ ስርቂ፡ ቅትለት፡ ምዝማው፡ ወዘተ ሕማቅ ምዃኑ እናተዛረበ ኣብ ግብሪ ግን ስለምንታይ ከምኡ ዝገብር፧ ሃይማኖተኛታት ሰይጣን’ዩ ንልቢ ወድሰብ ናብ ክፉእ ዝመርሖ ዘሎ ‘ምበር ሰብ ብተፈጥሮኡስ “ጻድቕ” እዩ ይብሉ። ሰይጣን ንምንታይ ከምኡ ደልዩ፧ እዚ ፖለቲኮ-ሃይማኖታዊ ዝመስል ዘይምርድዳእ ኣብ መንጐ ኣምላኽን ሰይጣንን ምስ ግዜ ዝማዕበለ ‘ምበር ካብ መጀመርያኡስ ከምኡ ከምዘይነበረ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኮነ ኣብ ቅዱስ ቁርኣን ተገሊጹ ኣሎ። እዞም ደቂ ሓንቲ ጉጅለ ዝነበሩ “ትኽ-ትንፋስ” ኣዕሩኽ ምስ ግዜ ኣብ መንጉኦም ምፍሕፋሕ ተፈጢሩ ይበሃል። ወይ ጉድ! ንሰብ ስቕ ኢልካ ‘ተሰሚዕካዮ ኮ ዘይብሎ የብሉን። ኣብ ክርስትና ፡ ሰይጣን ብመልክዑን ስልጣኑን ትዕቢት ከም ዝሓደሮ’ሞ ኣብ ልዕሊ ኣምላኽ ፍሹል “ፈተነ-ዕልዋ” ከም ዝፈተነ ተጠቂሱ ኣሎ። ኣብዚ እዋን’ዚ ዳእላ ኬፍ ሂቡኒ ስለ ዘሎ ክማስዮም’የ ፡ ኣመንቲ ‘ተለኹም ከይትኹርዩኒ ምንባብ ኣቋሩጹ ኢለ’የ። እዚ ናይ ሰይጣን ዕልዋስ ንገለ ሰባት ከም ዕልዋ ኣንጻር ውልቀ መላኽነት ኣምላኽ ዝመስሎም ኣለው። እቲ ዝገርም ኣምላኽ ገለ ምልዕ’ዓል ‘ተሎ ንጀነራል ሚኪኤል’ዩ ዝሰድድ፡ ሚኪኤል ብተመክሮ sword fight ጸሊም ወይ ቀይሕ ቁልፊ ይህልዎ ይኸውን’ዩ። እቲ ዝድንጽወኒ ሊቀ-መላእኽቲ ምስ ሊቀ-መላእኽቲ ነበር (ሰይጣን ቅድሚ ምስጓጉ ነታ ሊቀ ትብል ማዕርግ (position) ባዕሉ’ዩ ዝሕዛ ኔሩ) ክበኣሱ ከለውስ ቅምጥ ኢሉ Textbook style office politics 101 ምዃኑስ ኣየስተብህሉን! እቲ ውግእ ኣብ ስእሊ ከም እንዕዘቦ ሓንቲ ባጀት ዝሓጸራ ናይ ሆሊውድ “ዌስተርን” ክመስሉ ከኣ ኣብ ኮረሻ ፈረስ ተወጢሖም ብሴፍ ዮም ዝዋግኡ። Are you fucking kidding me? The fate of the whole Universe is in the balance and these idiots are going MIIDDLE AGE on me? I wish I could bring Hitler back, arm him up to his teeth and let him Jacky Chan on these clowns.
ኣብ ቁርኣን ኣምላኽ ንኣዳም ምስ “ፈጠሮ” ኣብ ቅድሚ ኩሎም መላእኽቲ ኣምጺኡ እነሀ ፍጥረተይ ስገድሉ በሎም። Who do you think refused to bow down to Adam? Yep, yours truly! ካብታ ብትዕቢ ተወጢሩ ሰሓተ ትብል ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ዛንታ እዛ ናይ ቁርኣን ዛንታ እትህቦ motive ትሓይሽ ትመስል ምኽንያቱ ሰይጣን እዚ ኹሉ እከይ ናብዛ ዓለም ዘምጽኦ ዘሎ to prove that Adam does not deserve His obeisance ከርኢ ስለ ዝደለየ’ዩ። ከም ኣፍልጦይ (Islamic) ሰይጣን ኣብ ልዕሊ ኣምላኽ ዕልዋ ክፍጽም ሓይሊ ዘለዎ ኮይኑ ኣይስምዓንን፡ እዚ ኹሉ ዝገብሮ ዘሎ፡ “ኣምላኽ ነዓይ ተጋጊኻ ኢኻ ካብ ኤደን ሶጊግካኒ” ምኽንያቱ ነዚ ስገደሉ ዝበልካኒ ሰብ ከምቲ ትሓስቦ ዘይኮነ፡ እከይ ዝፈቱ፡ ንከምኡ ሰባት ከሳቒ ዝብርሆ፡ ኣብ ፌስቡክ ንሰብ ምጽራፍ ባህታ ዝፈጥረሉ፡ ንሰብ ብጋዝ ዓፊኑ ምቅታል ጅግንነት ኮይኑ ዝስምዖ፡ ንቆልዓ ሰበይቲ ብሳንጃ ከብዶም ምቅዳድ ሃገራውነት ኢሉ ዝምክሓሉ፡ ስእሊ ብጥሜት ዝሳቀዪ ሰባት ኣምጺኡ ዝስሕቅ፡ ንከም ናቱ ሃይማኖት ዘይብሎም ሰባት ክሳዶም ብሴፍ ምቁራጽ ዘጽድቆ፡ ብትእዛዝ ኣምላኽ ነንስቲ ብዳርባ እምኒ ምቅታል  ዝስብእነቱ’ዩ። (unrelated note ከምዚ ነፋጥ ኤርዶጋን ንፖለቲካ ሃይማኖት እናበጽበጸ ስልጣኑ ከንውሕ ዝፍትን፡ ካሊፍ ናይ ህዝበ ኣስላም ክኸውን ዝደሊ ጓሳ ምስ ሰይጣን ኣሲርካ men-on-men ክርኢ ምደለኹ። I hate this motherfucker! I wish I could cut his cock off and hand him over to “The mountain”) ሰይጣን ነዚ ሻደንፍሮይደ ዝብርሆ ኣዳም እንቋዕ ኣይሰገደሉ። ኢሂታ ንሲዶና ስገዱላ ‘ተትበሃሉ መን ምሰገደለይ፧  ሰይጣን ነዚ ብጭቃ ኣብዒጥካ ዝሰራሕካዮ ኣሻንጉሊት ኣይሰግድን ስለ ዝበለ ካብ ሓደ-ሰልፋዊ ስርዓት ናይ ኣምላኽ ተሰጒጉ ንብለኩም።
ኣርእስትና ሻደንፍሮይደ እዩ። ሂትለር ንሰይጣን ምስ ኣፍራሱ ምስ ማረኾ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከይደ መዘራረብኩዎ።
ኢሂታ ሰይጣን እዚ ኩሉ ሓሸውየስ ናበይ ንምብጻሕ’ዩ፧” ሰይጣን እንታይ’ዩ መኽሰቡ ካብዚ ኩሉ ሕሰምን መከራን ናይዛ ዓለም እንተበልካ፡ ሰብ “ክስገደሉ” ከምዘይግብኦ ንምርኣይ። ነዛ ነጥቢ ‘ዚኣ ከረጋግጻ እንተኽኢሉ ይቅረ ተባሂልሉ ናብ ገነት ክምለስ ይኽእል ይኸውን። ስለዚ the more evil there is in the world, the closer the devil comes to proving that God is a lousy judge of character. እዚ ክልሰ-ሓሳብ ናይ ሲዶና ሓፍትኹም ‘ዩ። ነዚ ጽሑፍ ‘ተንብቡ ዘለኹም ስለምንታይ ሕሰም ኣብዛ ዓለም ኣሎ ርእይቶኹም ተትህቡ ግርም ምኾነ። ሓደ ግን “Why should I give a shit?” ክብለኒ ይኽእል። ርእይቶ ሂበ’ሞ እንታይ ክዓብስ’ዩ፧ ባዕልኺ ናይ ሃይማኖትን ፖለቲካን ርእይቶ ምሃብ ትርጉም የብሉን እናበልኪ ስለምንታይ “ርእይቶ ሃቡ” ኢልኪ ትግልበጢ ኣለኺ፧ ርእይቶ ሂብካ ወይስ ሰሚዕካ’ኸ እንታይ ኢኻ ክትልውጥ፧ ናይ ሰብ ወይ ናይ ኢጎ ጸገም ኣብዚ’ዩ። ንዓለም ምሉእ ክትልውጥ ወይ ዓቢ ነገር ክትገብር ምድላይ ሕማም ኢጎ’ዩ። ንምንታይ ብንእሽቶ ነገር ዘይንጅምር፧ ህይወት ድምር ናይ ንኣሽቱ ነገራት’ያ ስለዚ instead of talking about curing cancer, let’s start being a little bit nicer to one another. That could go a long way.
ስሙ ኣይዝክሮን ሓደ ሰብ ቅድሚ ገለ እዋን ኣብዛ ጉጅለ “ፍቕሪ ጥቅሚ’ዩ” ዝብል ልጥፎ ምስ ጸሓፍኩ ንፍቕሪ ዝሃባ መግለጺ ደስ ኢላትኒ። ነታ ዝበላ ሕጂ ብምዝካረይ ልበይ ደስ ደስ ይብላ ኣሎ፡ ሽዑ ከምዚ ነጋዶ ናይ ፌስቡክ ዝገብርዎ “ላይክ” ተዀበ ኣይሓለፍኵዎን፡ ንምንታይ ኣይርድኣንን። እዚ ሰብ’ዚ ሓንቲ ላይክ ዘይኮነት ናይ ዓመት ምሉእ ኣብ ፌስቡክ ዝተዋህበ “ላይክስ” ጠርኒፍና ክንቦ ይግብኣና። ነዛ ጽሕፍቲ ተንብባ ‘ተለኻ ነቶም ዘይንፈልጠካ እታ ዝጸሓፍካያ መግለጺ ፍቕሪ ልክዕ ከም ናይ ጳውሎስ ቀዳማይ ቆረንጦስ ምዕራፍ 13 ክትሽምደድ’ዩ ዘለዋ። ንግዚኡ ስምካ ጳውሎስ ወላ ክንብለካ። ብንእሽቶ ዘይንጅምር ኢለ ምስ ጀመርኩ’የ ጳውሎስ ዝበላ ዘኪረ። ጳውሎስ እንታይ ኢሉ ገሊጽዋ ንፍቕሪ፧ ባዕሉ ክሳብ ኣጸቢቑ ዝነግረና ብናይ ሃይኩ ግጥሚ rendition ክገብረላ።
·         ቡን እናሰተኻ፡
ፍቅርኻ ኣስጊላ ፡
እታ ጀበና ገንፊላ፡
ብመጭረቕ ጌርካ ትቕበላ!
ማሻ ኣላህ ተባረክ ኣላህ! ብዙሕ ሃይኩ (haiku) ኣንቢበ’ሞ ካብዚኣ ዝበልጽ መግለጺ ፍቕሪስ ኣይረኸብኩን። It is so original and too beautiful that I won’t forgive myself for not saying anything sooner! Forgive me. Anyone reading this go and check his comment! I don’t know what love is but I believe this guy does and we all should learn from him.
ሻደንፍሮይደ! ቅድሚ ዝኾነ “ሕማቅ” ነገር ካብ መልሓስኪ ምውጻኣስ ሻደንፍሮይደ ‘ስከ ዘክሪ። “ሰይጣን” ደቂ ጸልማት ስለ ዝኾንኩም you can’t be nice to one another ይብለና’ሎ። ከምዚ ሓደ ወሃብ ርእይቶ ኣብ “ተዃሉ ዴሞክራሲ” ትብል ልጥፎይ ፡ ቀጽሪ ጃዝማኦም ኣብ ገጽና ኣሎ ዝበሎ ሻደንፍሮይደ ሰይጣን ኣብ ገጽና ኣሎዶ፧ ክፍኣት ደቂ ሰብ ባህርያዊ ደኾን ይኸውን፧ ንጓል ክትዕምጽ፡ ንከማኻ ፍጡር ሰብ ክትቀትል ምድላይሲ ካበይ መጺኡ ይኸውን፧ እንድዒ!
ሻደንፍሮይደ! She said “Push me to the edge, all my friends are dead” ትብል ሓንቲ ደርፊ ኣላ። ነብሰ-ሻደንፍሮይደ!

No comments:

Post a Comment

ሸለል ዝኣዘዘልካ ሰብ BLOCK ምግባር ፍትሓዊ ድዩ፧

September 22, 2017 “Block This Person” ትብል መልጐም ናይ ፌስቡክ abuse ካብ ዝገብሩዋ ሰባት ሓንቲ’የ። እንታይ ደኣ’ሞ ክንገብር፡ ዕሸላት እንተበዚሖም filter ምግባር ኣገዳሲ ክኸውን...